ሓድሽ ዝተመረጹ ፕረዝደንት ሶማል ቃለ መሓላ ፈጺሞም

  • ዜና ቪኦኤ

ሓድሽ ዝተመረጹ ፕረዝደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ

ሶማል ሓድሽ ፕረዝደንት መሪጻ’ላ። ፓርላማ’ታ ሃገር ትማሊ ንመሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ ኣብ ክልተ ዙር ምርጫ ፕረዝደንት ሶማል ኽኸውን መሪጹዎ’ሎ። መሓመድ ዓብዱላሂ ድሕሪ ዓወቶም ሽዑ ንሽዑ ቃለ መሓላ ብምፍጻሞ ስልጣን ተረኺቦም።

ፕረዝደንት ነበር ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ስዕረቶም ብጸጋ ተቐቢሎም ንተካኢኦም ሰናይ ተመንዮምሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ሓድሽ ዝተመረጹ ፕረዝደንት ሶማል ቃለ መሓላ ፈጺሞም