ዋሽንግተን —
ኣብ ኣመሪካ ሕጉሳት ዝተባህለ ቀዳሞት ሓሙሽተ ክፍለ ግዝኣታት ዝርዝር ተረቑሑ'ሎ።
ገንዘብ ሓጎስ ኣይዕድግን ይኸውን ፤ ብዛዕባ እተን ልዕሊ ዅሉ ሕጉሳትን ሕጉሳት ዘይኾናን ክፍለ ግዝኣታት ኣመሪካ ዝተኻየደ ሓድሽ መፅናዕቲን ትንታነን ከም ዝሕብሮ ግን ሕፅረት ገንዘብ ንፀበባ ሓደ ሰብ ኣበርክቶ ክገብር ይኽእል እዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሓድሽ ዝወጸ መጽናዕቲ ሕጉሳትን ዘይሕጉሳትን ግዝኣታት ኣመሪካ ይረቑሕ