ሓድሽ ክታበት ሕማም ዓሶ ህይወት ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ከድሕን ተስፋ ይንበረሉ
Your browser doesn’t support HTML5
ውድብ ጥዕና ዓለም ካልኣይ ክታበት ዓሶ ትማሊ ሰኑይ 3 ጥቅምቲ 2023 ኣጽዲቁ'ሎ።
እዚ ሓድሽ ክታበት ኣብ ዝመጻእ ኣዋርሕ ኣብ መላእ ሃገራት ኣፍሪቃ ብቅልጡፍ ክጅመር'ውን ተስፋ ጌሩ'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5