ፈተነ ሓዲሽ ኽታበት ዓሶ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ኽኻየድ’ዩ

  • ዜና ቪኦኤ

ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ፈተነ ሓዲሽ ኽታበት ዓሶ፡ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ`ሎ። ነቲ ፈተነ ዝተመርጻ ኬንያ ጋናን ማላዊን ኽኾና ኸለዋ፡ ዓሶ ብብዝሒ ዝርኣየለን ጥራሕ ዘይኮናስ፡ ኣብ ካልኦት ሕማማት`ውን ሰፊሕ ፕሮግራም ክታበት ዘለወን`የን።

እቲ መግለጺ ዝተሰምዐ ፡ ብምኽንያት ሎሚ ዝኽበር ዘሎ ዓለም-ለኻዊ መዓልቲ ምክልኻል ዓሶ`ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፈተነ ሓዲሽ ኽታበት ዓሶ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ኽኻየድ’ዩ