ኣብ ክልል ትግራይ ዘርኢ ምጽናት ተኻዪዱ ዲዩ?

  • ገብረ ገብረመድህን

ኣብ ኣመሪካ ዝመደብሩ The New Lines Institute for Strategy and Policy ዝተብሃለ ዘይመንግስታዊ ትካል ኣብ ኲናት ክልል ትግራይ ተፈፂሙ ብዛዕባ ዝበሎ “ምፅናት ዘርኢ” ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ፀብጻብ ኣውፂኡ ኣሎ። እቲ ፀብጻብ፡ “ብሓይልታት ፈደራል ኢትዮጵያ፡ ሰራዊት ኤርትራን ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራን ምፅናት ዘርኢ ከም ዝተፈፀመ ዘርእዩ ብቑዕ መረዳእታ ኣሎ፡” ይብል። ኣብቲ ፀብፃብ ምርኵስ ብምግባር እምበእር ኣብዚ ጉዳይ ቅርበት ምስ ዘለዎም ወገናትን ሞያውያንን ኣዘራሪብና ኣሎና።

ኣብዚ ዝደሓረ ጸብጻብ ግብረ-መልሲ መንግስታት ኢትዮጵያ፡ ኤርትራን ክልል ኣምሓራን ንምርካብ ኣይቀንዐን። ኣቐዲሞም ግን እዞም ሰለስተ ወገናት ከምኡ ንዝመስል ክስታት ደጋጊሞም ክነጽጉዎ ምጽናሖም ይፍለጥ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ኣብ ክልል ትግራይ ዘርኢ ምጽናት ተኻዪዱ ዲዩ?