ኒው-ሆራይዞን ንጉድኣት ኣካላት ንምሕጋዝ ይሰርሕ

Your browser doesn’t support HTML5

ኒው-ሆራይዞን ጉድኣት ኣካላት ንምሕጋዝ ይሰርሕ

ኣብ 2020 ኣብ መቐለ ዝተመሰረት ትካል ኒው-ሆራይዞን፡ ናይ አካል- ጉዱኣት ካብ ተፀባይነት ተገላጊሎም፡ ነብሶም ዝኽእልሉ መንገዲ ኣብ ምጥጣሕ ዝሰርሕ’ዩ። ኣብ ርእሲኡ ድማ ኣብቲ ሕብረተሰብ ብዛዕባ ዘሎ ጌጋ ኣመላኽታት ከተዓራርይ ይፍትን። ብመንገዲ እዚ ትካል ድሮ ልዕሊ 20-ሽሕ ወልቀ-ሰባት ዝተፈላለየ ሓገዝ ከም ዝረኸቡ’ዩ ዋና ኣካይዲ ስራሕ እቲ ትካል ይገልጽ።