ኣስታት 300 ኤርትራውያንን መሓዙትን ዝተረኽብሉ መመረቕታ ሲዲ ሓጎስ ብርሃነ ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ብዙሕ ትጽቢት ዝተገብረላ ሲዲ ሓጎስ ብርሃነ ዝሓለፈ ሰንበት ተመሪቓ`ላ። እዛ ሰንበት ዝተመረቐት ሲዲ 6ይቲ ኣልቡሙ`ያ። ቁጽሪ ተሳተፍቲ ብዝሕ ምባሉ ምኽንያት ዝነበሮ ይመስል። ሓጎስ`ውን ካብ ዘረብኡ ከይገረሞ ኣይተረፈን። ብዙሓት ስነ-ጥበባውያን፡ናይ ቀደምን ናይ ሎሚን ሰባት ኣብ ሓደ ምርኣይ ብሓቂ ፍሉይ ጽባቐ `ዩ ተባሂሉ ክግለጽ ይኽእል `ዩ።

ሓጎስ ብርሃነ ኣብ እዋን መመረቕታ ሲዲ- ዋሽንግተን ዲሲ

ነቲ ናይ መመረቕታ ምሸት ብምኽትታል ዝተዳለወ ሪፖርት ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣስታት 300 ኤርትራውያንን መሓዙትን ዝተረኽብሉ መመረቕታ ሲዲ ሓጎስ ብርሃነ ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ

ሓጎስ ብርሃነ ኣብ እዋን መመረቕታ ሲዲ- ዋሽንግተን ዲሲ