ኣብ ጉዳይ ጥዕና ኣእምሮ ምስ ዶ/ር ዮሃንስ ሃይለ

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ- መሕትት ምስ ዶ/ር ዩሃንስ ሃይለ ኣብ ሕማም ኒሮዲጀነሬይትቭ

እዚ ሰሙን’ዚ ብዛዕባ ጥዕና ሓንጎል ኣፍልጦ ንምዕባይ ትኹረት ዝግበረሉ ሰሙን’ዩ። ሓንጎል ከም ምሕሳብ: ምስልሳል፡ ምዝካርን ምውሳንን ዝበሉ ስርሑ ብዝግባእ ከይሰርሕ ዘዳኹሙ ሕማማት ዘስዕብ ሞት ዋህዮታት ነርቭ ወይ ሕማም ኒሮዲጀነሬይትቭ (neurodegenerative disease) ብዕድመ ንዝደፍኡ ጥራይ ዘይኮነ ንኹሉ ክጸሉ ዝኽእል’ዩ።

ዶ/ር ዩሃንስ ሃይለ ካብ ካናዳ ብዛዕባ'ዚን ካልኦትን መብርሂ ይህብ።