ትንታነ፤ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ህወሓት ኣብ ዝወሰዶ ውሳነ

Your browser doesn’t support HTML5

ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ተግባር ጎንጺ ተሳቲፉ ብምባል፡ ንውድብ ህወሓት ካብ ተሳታፍነት ከልኪሉ ኣሎ። እዚ ብቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ቀዳም ዝተዋህበ ስጕምቲ፡ እንታይ ሳዕቤናት ከኸትል ይኽእል ንምዝታይ ክኢላታት ፖለቲካዊ ስነ-ፍልጠትን ሕጊን ኣዘራሪብና ኣለና።