ቪድዮ ኣብ ሓደ ዕዳጋ ከተማ ናይሮቢ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ 15 ሰባት ሞይቶም ሰነ 28, 2018 Your browser doesn’t support HTML5 ኣብ ከተማ ናይሮቢ ዝርከብ ሓደ ዕዳጋ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ 15 ሰባት ምሟቶምን ካልኦት 70 ምቁሳሎምን ሰበ ስልጣን’ታ ሃገር ሓቢሮም።