ሚላን - ካብ ዝተደርበያ ጀልባታት ብእሱራት ዝተሰርሑ ናይ ሙዚቃ መሳርሕታትን ምርኢት ሙዚቃን
Your browser doesn’t support HTML5
ዘይሕጋዊያን ደቂ ሰባት ንስደተኛታት የመላልሱለን ካብ ዝነበራ ዝተሰባበራ፣ዝኣረጋን ዝተደርበያን ጃላቡ ብዝተረኸበ ዕንጨይቲ ተጠቒሞም እሱራት ዝሰርሑዎም ናይ ሙዚቃ መሳርሕታት ተጠቒሞም ኣብ ከተማ ሚላን ሙዚቃዊ ምርኢት ተዳልዩ።
Your browser doesn’t support HTML5