መራሕቲ ሃገራት ዝርከብዎም ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣብ ስነስርዓት ቀብሪ ሻምፕዮን መኸተ ጉስጢ ዓለም ዝነበረ መሓመድ ዓሊ (ካሲስ ክለይ) ይሳተፉ

ፊሊፒናውያን ንዝኽሪ መሓመድ ዓሊ ኣብ ዘቕንዕዎ ምስሊ ይስኣሉ (ሰነ 10, 2016)

ኣብ ሊውስቪል ኬንታኪ ኣብ ዝርከብ ናይ ንእስነት መንበሪ ገዛ መሓመድ ዓሊ ተቐማጦ ዕታር ዕንበባ የቐምጡ ( ሰነ 09, 2016 )

ኣብ ሊውስቪል ኬንታኪ ኣብ ዝርከብ ናይ ንእስነት መንበሪ ገዛ መሓመድ ዓሊ ተቐማጦ ዕታር ዕንበባ የቐምጡ ( ሰነ 09, 2016 )

ኣመንቲ ምስልምናን ጋዜጠኛታትን ንሬሳ መሓመድ ዓሊ ናብ ጸሎት ኣብ ዘምርሓሉ ስእሊ ይወስዱ። (ሰነ 09, 2016)

ፕረዚደንት ቱርኪ ረሲፕ ታይፕ ኢርዶጋን ኣብ መፋነዊ ጸሎት ንሬሳ መሓመድ ዓሊ ንምስታፍ ኣብ ሊውስቪል ኬንታኪ ኣብ ዝተረኽበሉ (ሰነ 09, 2016)

ፍሊፒናውያን መዘከርታ ግጥም መኸተ ጉስጢ ፍረዘርን መሓመድ ዓሊ ብምዕዳግ ናይ መሓመድ ዓሊ ዝኽሮም የሐድሱ (ሰነ 10, 2016)

ኣፍቀርቲ መሓመድ ዓሊ "ኣነ ዓሊየ" ኣብ ዝብል ስነ-ጥበባዊ ጽምብል ንዝኽሩ ይሳተፉ (ሰነ 08, 2016)