ፕረ. ሙጋበ ወታሃደራዊ ሓይሊ ዚምባብወ ነታ ሃገር ድሕሪ ምቁጽጻሩ ንፈለማ ግዜ ተራእዮም
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ መጀመርያ እዚ ሰሙን’ዚ ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝጸንሑ ናይ ነዊሕ እዋን መራሒ ዚምባብወ ሮበርት ሙጋቤ ሎሚ ዓርቢ ኣብ ስነ- ስርዓት መመረቕታ ሓደ ዩኒቨርስቲ ተረኺቦም።
Your browser doesn’t support HTML5