ምርኢት ስእሊ ንኽብሪ ኣደታት

Your browser doesn’t support HTML5

ብምትሕብባር ማሕበር "እኖታት ንእኖታት"፡ ማሕበር መናእሰይን ሰኣልቲን ኣብ ከተማ መቐለ፡ ንጽንዓትን ርህራሀን ኣደታት ዝገልጽ ስእላዊ ምርኢት ተኻዪዱ።