"ዓሌት ሃይማኖታዊ እምነትን ሃይማኖትን ንምምራሕ ወሳኒ ኣይኮነን" መሓመድ ኸይሩላህ ከንቲባ ከተማ ፕሮስፐክት ኒው ጀርሲ

መሓመድ ኸይሩላህ ከንቲባ ከተማ ፕሮስፐክት

ናይ ሶሪያ ትውልዲ ዘለዎ መሓመድ ኸይሩላህ ንባዕሉ ‘’ኣሜሪካዊ ሙስሊም ከንቲባ’’ ኢሉ ይገልፅ።

ከንቲባ ኣብ ኒው ጀርሲ እትርከብ ከተማ ፕሮስፐክት ክኸውን ንሰለስተ ግዜ ተመሪፁ።

ሽዱሽተ ሽሕ ሰባት ዝነብሩላ ከተምኡ ንምምራሕ ዓሌት ሃይማኖታዊ እምነትን ሃይማኖትን ወሳኒ ክኸውን የብሉን ዝብል እምነት ኣለዎ።

ሙሉእ ትሕዝቶኡ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ሶሪያ ትውልዲ ዘለዎ መሓመድ ኸይሩላህ