ዋሽንግተን —
ኣልሸባብ ኣብ ከተማ ሞቓዲሾ ሎሚ ኣብ ክልተ መካይን ነታጉ ብምጽዋድ ንዝፈጸሞ መጥቃዕትታት ሓላፍነት ወሲዱ’ሎ።
በቲ መጥቓዕቲ 13 ሰባት ከምዝሞቱ ናይታ ከተማ አገልግሎት አምቡላንስ፡ ዶክተራን ሆስፒታላትን ኣፍሊጦም።
ሚኒስትር ኮሚኒኬሽን ዞባ ማእኸላይ ሶማል አሕመድ ደባድ እቲ ኩነታት ሕንፍሽፍ ከምዝፈጠረ ገሊጾም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ሞቃዲሾ ኣብ ክልተ መካይን ዝተጻወደ ነታጉ ተተኹሱ 13 ሰባት ቀቲሉ