ዘተ፤ ዕብየትን ዘይምእኩል መራኸቢታትን ኣብ ዝርጋሐ ዝንቡዕ ሓበሬታ ጥዕና ዝፈጥሮ ሻቕሎት

Your browser doesn’t support HTML5

ዘተ፤ ዕብየትን ዘይምእኩል መራኸቢታትን ኣብ ዝርግሐ ዝንቡዕ ሓበሬታ ጥዕና ዝፈጥሮ ሻቕሎት

ምስ ዕብየትን ዝርጋሐን ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ ሞያ ጥዕና ኣመልኪቱ ዝዝርጋሕ ዝንቡዕን ጌጋን ሓበሬታ እናዓበየነ ኣሰካፊን ምዃኑ ሰብ-ሞያ ስምዕታኦም የካፍሉ ኣለዉ። ኣብዚ መዳይ ዝርአ ዘሎ ስክፍታትን ንምዕራዩ ብዛዕባ ክግበር ዝኽእል ተበግሶን ኣመልኪትና ምስ ሞያውያን ዘተ ኣካዪድና ኣሎና። መርበብ ሰብ-ሞያ ጥዕና ኤርትራውያን ኣብ ቀረባ እዋን ኣብዚ ጉዳይ ኣመልኪቶም ዘተ ኣካዪዶም ነይሮም።ነዚ ብዝምልከት ንዶክተር ኣስቴር ኣለምሰገድ፡ ዶክተር ሃብተኣብ ፍስሃን ዶክተር ዮሃንስ ሃይለን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።