ኣብ ኤውሮጳ ዘጋጠመ ቅልውላው ፍልሰተኛታት ንሃገራት ዮጎዝላቪያ-ነበር ዳግም ኣብ ኩናት ከይሸመን የስግእ

ሚንስትር ወጻኢ ጀርመን ምስ ናይ ፊንላንድ መዘንኡ ሎሚ ረቡዕ ኣብ ዝተራኸበሉ እዋን፡ “ዋሕዚ ስደተኛታት፡ ኣብ`ቲ ዞባ ግጭት ሃገራት ከየበግስ ክንጥንቀቕ ኣለና “ ኢሉ። “ሃገራት ባልካን ናብ`ቲ ዝሓለፈ ከይጠመታ፡ ናብ ሰለማዊ ምትሕብባር ክነምጽአን ኣለና።”

እዚ ዝኸውን ዘሎ፡ ኣሸሓት ሰባት ካብ ማእከላይ ምብራቕን ካብ ኣፍሪቃን፡ ናብ ሃገራት ባልካን ምፍላስ ኣብ ዝቐጸልሉ ዘሎ እዋን`ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምስማዕ ይኸአል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኤውሮጳ ዘጋጠመ ቅልውላው ፍልሰተኛታት ንሃገራት ዮጎዝላቪያ-ነበር ዳግም ኣብ ኩናት ከይሽመን የስግእ