ኣስታት 1,500 ስደተኛታት ካብ ማእኸላይ ባሕሪ ምድሓኖም ተገሊጹ

ስደተኛታት ማእኸላይ ባሕሪ ብምቁራጽ ዘኻይድዎ ጉዕዞ ቀፂሉ’ዩ ዘሎ ካብ ሊብያ ተበጊሶም ናብ ጣልያን ዝጉዓዙ ዝነበሩ ኣስታት 1,500 ስደተኛታት ድምጺ ርድኡና ድሕሪ ምስምዖም ብሓለዋ ባሕሪ ጣልያን ድሒኖም።

ብካልእ ወገን ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ናብ ጣልያን ናይ ባሕሪ ጉዕዞ ዝጀመሩ ልዕሊ 1,200 ስደተኛታት ንድሕሪት ክምለሱ ብምግባር ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ምእታዎም ሓቢሮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣስታት 1,500 ስደተኛታት ካብ ማእኸላይ ባሕሪ ምድሓኖም ተገሊጹ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣስታት 1,500 ስደተኛታት ካብ ማእኸላይ ባሕሪ ምድሓኖም ተገሊጹ