ኣስታት 1,500 ስደተኛታት ካብ ማእኸላይ ባሕሪ ምድሓኖም ተገሊጹ
Your browser doesn’t support HTML5
ስደተኛታት ማእኸላይ ባሕሪ ብምቁራጽ ዘኻይድዎ ጉዕዞ ቀፂሉ’ዩ ዘሎ ካብ ሊብያ ተበጊሶም ናብ ጣልያን ዝጉዓዙ ዝነበሩ ኣስታት 1500 ስደተኛታት ድምጺ ርድኡና ድሕሪ ምስምዖም ብሓለዋ ባሕሪ ጣልያን ድሒኖም።
Your browser doesn’t support HTML5