"481 ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ኣብ ወደባዊት ከተማ ባዘሎ ኣትዮም " ሓለዋ ባሕሪ ኢጣልያ

Your browser doesn’t support HTML5

ሓለዋ ባሕሪ ጣልያን ነዞም ካብ ማእኸላይ ባሕሪ ዝደሓኑ 481 ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ትማሊ ረቡዕ ናብ ወደባይት ከተማ ባዘሎ ምብጽሖም ይገልጽ። ካብቶም ስደተኛታት 45 ደቂ ኣንስትዮን 62 ድማ ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ምኳኖም ተገሊጹ’ሎ።