105 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ድሒኖም

Your browser doesn’t support HTML5

ፕሮኣክቲቫ ኦፕን ኣርምስ ዝተባህለ ዘይመንግስታዊ ትካል ዝውነን መርከብ 105 ስደተኛታት ካብ ገማግም ሰሜናዊ ሊብያ ምድሓኑ ሓቢሩ።