ቪድዮ ካብ ማእኸላይ ባሕሪ ዝደሓኑ 1,200 ስደተኛታትን ፍልሰተኛታት ጣልያን ኣትዮም ሰነ 30, 2017 Your browser doesn’t support HTML5 ጣልያን ወደባታ ንመራኽብ ህይወት አድሕን ከምትዓጽው ኣብ ዘፍለጠትሉ ጽባሕ 1,200 ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ትማሊ ሓሙስ ኣብ ወደብ ሳሌርኖ ምእታዎም ተሓቢሩ።