ቪድዮ ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ስደተኛታት ናብ ሊብያ ከይምለሱ ይምሕጸኑ ነሓሰ 06, 2018 Your browser doesn’t support HTML5 ኦፕን ኣርምስ ዝተባህለ ናይ ስጳኛ ዘይመንግስታዊ ትካል ሸሞንተ ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ዝርከብዎም 87 ስደተኛታት ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ምድሓኖም ገሊጾም።