ህልው ኩነታት ስደተኛታት ዩክሬን

Your browser doesn’t support HTML5

ህልው ኩነታት ስደተኛታት ዩክሬን

ንልዕሊ 35 ዓመታት ኣብ ዩክሬን ይነብሩ ዝነበሩ ትውልደ ኢትዮያውያን ስድራ ኣቶ ትግስቱ ገብረህይወትን ስምረት ሽፈራውን፡ ሙሴ ሉኡል ድማ ንትምህርቲ ናብ ዩክሬን ድሕሪ ምዃኑ ምስ ኲናት ዩክሬን ናብ ጀርመን ዝተሰደደ መንእሰይ እዩ። ድሕሪ ኵናት ዩክሬን ናብ ሃገራት ኣውሮጳ ተሰዲዶም ኣብ ፍራንክፈርት ጀርመንን ክባቢኡን ይርከቡ።

ዋላ'ኳ መንግስትን ህዝብን ጀርመን ዝገብረሎም ዘሎ ሓገዝ እንተነኣዱ ሰላም ኮይኑ ናብ ዩክሬን ዝምልስሉ እዋን ብሃንቀውታ ይፅበዩ።