ቪድዮ 46 ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ምጥሓሎም ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ ሰነ 07, 2018 Your browser doesn’t support HTML5 46 ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ምጥሓሎም፡ ካልኦት 16 ድማ ሃለዋቶም ዘይተፈልጠ ከምዘለው ናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት ኣፍሊጡ።