መጻብቦ ሞት ንስደተኛታት
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ዝሓለፋ 25 ዓመታት፣ ኣብ ሓባራዊ ዶብ ኣመሪካን ሜክሲኮን ብዝሒ ዝሞቱ ስደተኛታት ልዕሊ 8- ሽሕ ከምዝበጽሐ ቤት ጽሕፈት ሓለዋ ዶብ ኣመሪካ ኣፍሊጡ።
Your browser doesn’t support HTML5