ኢጣልያ ዝአተው ስደተኛታት ናብ ዕጡቓት ጉጅለታት ሊብያ ኣብ ዝተሸጥሉ ዝነበረ ተመክሮኦም ይዛረቡ።

Your browser doesn’t support HTML5

ትማሊ ታሕሳስ 18 ናብ ኢጣልያ ዝአትው ስደተኛታት ናብ ዕጡቓት ጉጅለታት ሊብያ ኣብ ዝተሸጥሉ ዝነበረ ተመክሮኦም ይዛረቡ። ንሶም ብተወሳኺ ካብ ጉጅለ ናብ ጉጅለ ብተደጋጋሚ ከምዝተሸጡን ድሕሪ ተደጋጋሚ ፈተነ ማእከላይ ባሕሪ አቋሪጾም ኢጣልያ ምእታዎም ይገልጹ።