ሚኒስትር ውሽጣዊ ጉዳያት ፈረንሳ ጀራርድ ኮሎምቦ ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሊያስ በጺሖም

Your browser doesn’t support HTML5

ሚኒስትር ውሽጣዊ ጉዳያት ፈረንሳ ጀራርድ ኮሎምቦ ንወደባይት ከተማ ካሊያስ ኣብ ዝበጽሕሉ ምስ ሰብኣዊ ሓገዝ ወሃብቲ ትካላት ተራኺቦም፡ምዝርራቦም ተገሊጹ። ንሶም ብተወሳኺ መግብን መጽለሊ ዝደልዩ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ስደተኛታትን ፍልሰተኛታት ኣብ ጎደናታት እታ ወደባይት ከተማ ዳግማይ ክረአዩ ምጅማሮም ብምሕባር ተወሳኺ ሓይሊ ፖሊስ ናብቲ ቦታ ከምዘዋፈሩ ገሊጾም።