224 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምድሓኖም ተገሊጹ

Your browser doesn’t support HTML5

84 ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ስደተኛታት ናብ ወደባዊት ከተማ ካታንያ ኢጣልያ ምእታዎም ሓለዋ ባሕሪ ኢጣልያ ገሊጹ። እቶም ስደተኛታት ቀዳም ካብ ክትሕል ዝነበረት ንእሽተይ ጀልባ ዝደሓኑ  ምዃኖም ኣብቲ ናይ ህይወት ኣድሕን ስርሒት ሸሞንተ ሬሳታት ከምዝተረኽበ ሓለዋ ባሕሪ ኢጣልያ ወሲኹ የረድእ።