ስደተኛታት ጽዒና ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ዝጠሓለት ጀልባ 49 ሰባት ምሟቶም ሕ/ሃ ይገልጽ

Your browser doesn’t support HTML5

ስደተኛታት ጽዒና ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ዝጠሓለት ጀልባ 49 ሰባት ምሟቶም ሕ/ሃ ይገልጽ

ሕቡራት ሃገራት ስደተኛታት ጽዒና ዝነበረት ጀልባ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ብምጥሓላ 49 ሰባት ምሟቶምን ሃለዋት 140 ከምዘይተፈልጠ ምግላጹ ኣሶሴይትድ ፕረስ ሓቢሩጽ።

እዛ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ዝጠሓለት ጀልባ ካብ ሰሜናዊ ገምገም ባሕሪ ሶማል ኢትዮጵያውያንን ሶማሊያውያንን ዝርከብዎም 260 ስደተኛታት ፅዒና ንወሽመጥ ዓደን ምስጋራ እቲ ፀብፃብ ይሕብር።