ዋሽንግተን ዲሲ —
ፕረዚደንት ኦባማ ምስ መናእሰይ ኣፍሪቃ
ሚሸል ኦባማ ንመንእሰያት ኣፍሪቃ ክዛረባ ከለዋ
’መፃኢ ዕድል ኣህጉርኩም ኣብ ኢድኩም‘ዩ ዘሎ’ ኢለን ቀዳማዊት እመቤት ኣሜሪካ ሚሸል ኦባማ።
ፕረዚደንት ኦባማ ምስ መናእሰይ ኣፍሪቃንሰን ነዚ ቃል ዘስማዓ ኣብ‘ቲ ሎሚ ዝተዛዘመ ዋዕላ መንእሰያት ኣፍሪቃ ኮይኑ፣መፃኢ ኩነታት ኣፍሪቃ ኣብ ምቅያር እቶም መናእሰይ ወሰንቲ ኢኹም ነዚ‘ውን ክትገብርዎ ንደሊ ኢና ኢለን።
መናእሰይ መራሕቲ ኣፍሪቃ