ኢትዮጵያዊ ፍቃዱ ከበደ ተዓዋቲ ማራቶን ሜክሲኮ ኮይኑ

Your browser doesn’t support HTML5

ትማሊ ነሓሰ 27,2017 ዓ.ም ኣብ ሜክሲኮ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያዊ ፍቓዱ ከበደ ብ2፡17፡32 ቀዳማይ ኮይኑ ክዕወት ከሎ ባህሬናዊ ኣይሳክ ኮሪር ብ2፡17፡35 ካልኣይ ኬንያዊ ሮጀር ኦንዳቲ ብ2፡18፡19 ሳልሳይ ኮይኖም ተዓዊቶም።