ኣብ ሰሜን ጎንደር ትርከብ መተማ፡ መናሃርያ ዘይሕጋውያን ኣስገርቲ ደቂ-ሰባት ኮይና`ላ ይብሉ ጸብጻባት

ኣብ መዕቆብ ስደተኛታት ሸገራብ ዝካየድ መጭውይቲ`ውን ቀጺሉ`ሎ
ምስ ሓደ ነባሪ ከተማ መተማ ጎንደር ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብ ናይ ሎሚ ፕሮግራም ተመሓላሊፉ`ሎ

Your browser doesn’t support HTML5

Metema-Ethiopia-Human-Trafficking