ስፖርታዊ ውድድራት ኣብ ጽንብል መስቀል ከተማ ዓዲ-ግራት

Your browser doesn’t support HTML5

ስፖርታዊ ውድድራት ኣብ ጽንብል መስቀል ከተማ ዓዲ-ግራት

ንድምቀት በዓል መስቀልን ምዕባለ ስፖርት ክልል ትግራይ መስረት ገይሩ ዝተፈላለዩ ውድድራት ስፖርት ብዓርቢ 27 መስከረም 2024 ኣብ ዓዲ-ግራት ዝተኻየደ ጽንብል በዓል መስቀል ተኻይዶም።

ብፍላይ ውድድር ቅድድም ብሽክለታ ግጥም ኩዕሶ እግርን ፍሉይን ድሙቁን ከምዝነበረ ኣተሓባባሪ ውድድራት ስፖርት ኣይተ ሞኮነን ሃይለስላስ ሓቢሮም።

ኣብቲ ውድድር ዝተዓወታ ጋንታታት ድማ ዝተዳለወለን ሽልማት ከምዝወሰዳ ኣይተ መኮነን ወሲኾም ሓቢሮም።