ዋሽንግተን —
ካብ ከባቢ ኒው ዮርክ ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ ከምኡ ድማ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ ካብ ኦታዋ ካናዳ፡ ነቲ ትማሊ ዝቐረበ መደረ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብበሊሕ ነቒፎሞ`ለዉ።
ፕረሲደንት ኢሳያስ ብምኽንያት`ቲ ትማሊ ዝተኸብረ መበል 25 ዓመት ጽንብል ናጽነት ኤርትራ፡ ብተለቪዥን ብቐጥታ ዝተመሓላለፈ መደረ ኣስሚዖም ኔሮም።
ምስ`ቶም ክልተ ኤርትራውያን ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5