ህወሓት ንጉባኤ ይዳሎ፡ ካልኦት ግን ቀዳምነት ኣይርእዩዎን

Your browser doesn’t support HTML5

መሪሕ ውድብ ህወሓት ቅድሚ ጉባኤ ዘሎ ምድላዋት ኣፃፊፉ ንመበል 14 ጉባኤ ንምክያድ ኣብ ምቅርራብ ከም ዘሎ ኣመልኪቱ ነይሩ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ግን ቅድሚ’ቲ ጉባኤ ኣብ ቦርድ ምርጫ ክመዝገብ የድሊ ክብሉ ኣተሓሳሲቦም። ናይ መቐለ ወኪልና ሙሉጌታ ኣፅብሃ፡ ንርእይቶ ተቓወምቲ ውድባት’ውን ኣካቲቱ ዝለኣኾ ጸብጻብ ይስዕብ።