ፆመ ሮመዳን -- ምስ ተመዛበልቲ

Your browser doesn’t support HTML5

“ዳሩል ሒጅራቲ” ብዝብል ስም ዝተኣኻኸባ ደቀንስትዮ ኣመንቲ እስልምና፡ ነቶም ኣብ መቐለ ዝርከቡን ፀወምቲ ናይ መግቢን ካልእ ቀረባትን ሓገዝ ኣብፂሐን። ነቲ ሓገዝ ዘብፅሓ ኣባላት እቲ ማሕበር፡ ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ተመሳሳሊ ማሕበር’ውን ሓገዝ ከም ዝተቐበላ ይገልፃ።