ፀጥታ መቐለ ቅድሚን ድሕሪን ኲናት ብኣዒንቲ ነበርቲ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ከተማ መቐለ፡ ካብ ቅድሚ ኲናት ኣትሒዙ፡ “ሃንግ” ብዝብል ዝጽዋዕ ዝርፋን ክትራን ልሙድ ከም ዝነበረ ነበርቲ ይዛረቡ። ምስ ምምፃእ ኲናት፡ ስእነት ሓይሊ ፀጥታን ፖሊስን ሕጂ እዚ ተርእዮ ኣብ ከመይ ኩነታት ከም ዘሎ ንነበርቲ ኣዘራሪብና ኣለና።