ርእይቶ ነበርቲ መቐለ ድሕሪ ምምራጽ ትራምፕ
Your browser doesn’t support HTML5
ምምራጽ ዶናልድ ትራምፕ ዝፈለጡ ነበርቲ ከተማ መቐለ፡ እቲ ዝቕጽል ምምሕዳር ኣብ ጉዳያት ክልል ትግራይ ዝሓሸ ጽምጾ ክህልዎ ዘለዎም ተስፋ ይገልጹ። ገለ ግን ጓል-ኣንስተይቲ መራሒት ክትመጽእ’ውን ድሌቶም ምንባሩ ይሕብሩ።
Your browser doesn’t support HTML5