መቐለ —
ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ህወሓት ዝተፈጠረ ኣፈላላይ ንምፍታሕ ኣብ ቀረባ እዋን ሰላማውን ፖለቲካዊን ልዝብ ንምክያድ እቶም መራሕቲ ቃል ከም ዝኣተዉ ኣብ ቀረባ እዋን ናይ ባዕሎም ሲኖዶስ ዝመስረቱ ሊቃነ ጳጳሳት ገሊፆም።
ብዝተሓሓዝ ስምምዕ ምቁራጽ ተጻብኦ ፕሪቶርያ ካልኣይ ዓመቱ ኣብ ዘቑጽረሉ ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ከተማ መቐለ ተስፋኦምን ስክፍታቶምን ኣካፊሎምና ኣለዉ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኣመራርሓ ህወሓት ንዘሎ ፍልልይ ንምሽምጋል መራሕቲ ሃይማኖት የቀራርቡ