ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋ ክልል ትግራይ ኣብ ምቁራጽ ምብጻሕ ሓገዝ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ምላሽ ሂቡ

Your browser doesn’t support HTML5

ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋ ክልል ትግራይ ኣብ ምቁራጽ ምብጻሕ ሓገዝ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ምላሽ ሂቡ

ፕሮግራም መግቢ ዓለም (WFP)፡ ብምኽንያት ምጥፍፋእ ሓገዝ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝገብሮ ስራሕ ምብጻሕ ሓገዝ ደው ከም ዘበል ወግዓዊ ገይሩ ኣሎ። ኮሚሽን ኮምሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ እቲ ክልል ብወገኑ፡ ካብ መኽዘናት ዝተሰርቀ ንብረት ከም ዘሎ’ኳ ይእመን እምበር፡ ነቲ ትርእዮ ንምቍጽጻር ግን ክሰርሕ ምዃኑ ኣፍሊጡ።