ውድባት ክልል ትግራይ ንመምርሒ ሓይልታት ፀጥታ ይቃወሙ

መግለጺ ውድባት ክልል ትግራይ

ሎሚ ሰኑይ ኣርባዕተ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነጥፋ ፖለቲካውያን ውድባት፡ ነቲ ብሓይልታት ጸጥታ ዝወፅአ መምርሒ ሰላማዊ ሰልፊ ኮኒኖም። ሓይልታት ፀጥታ ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ካብ ዘካይድዎ ፖለቲካዊ ጣልቃ ምእታው ክዕቀቡ ይግባእ ክብሉ እቶም ውድባት ኣተሓሳሲቦም።

እቲ መምርሒ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ንዘሎ ኣፈላላይ ኣመልኪቱ ዝወፀአ ኰይኖም፡ እቶም ውድባት ግን ኪንዮኡ ዝኸይድ ናይ ምዕፋን መልእኽቲ ኣለዎ ኢሎም ይምጉቱ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ውድባት ክልል ትግራይ ንመምርሒ ሓይልታት ፀጥታ ይቃወሙ