ስፍሓት ማህረምቲን ዘርፊን ኣብ መቐለ -- ድምር ውጽኢት በበይኑ ምኽንያታት

Your browser doesn’t support HTML5

ብሕልፊ ድሕሪ ኲናት ኣብ መቐለ ስርቂ፡ ማህረምቲን ዘርፊን እናዓበየ ምምጻኡ ጸብጻባት ፖሊስን መዛግብቲ ሕክምና የረድኡ። እቲ ገበናት እናዓበየ ምምጻኡ ዝገለጸ ቤት ጽሕፈት ፖሊስ መቐለ ብወገኑ፡ እቲ ተርእዮ ሓደ ካብቲ ሳዕቤናት ድሕሪ ኲናት ዝተፈጥረ ስነ-ልቦናዊ ሽግራት ምዃኑ ይገልጽ።