መቐለ —
ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፡ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ህዝቢ ርክብ ኣካዪዶም። እቲ ርክብ ንምምላስ ውሽጣውያን ተመዛበልቲ፡ ህሉዊ ኵነታት፡ ውዕል ፕሪቶሪያን ካልእ ጉዳያትን ዘጠቓልል’ዩ ነይሩ። ብተወሳኺ ሎሚ ዓርቢ 19 ግንቦት 2023 ንኣመሪካ ሓዊሱ፡ ወታሃደራዊ ቆንስላት (ኣታሸ) 42 ኤምባሲታት ኩነታት ንምዕዛብ መቐለ ኣትዩ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ርክብ፤ ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ተወካሎ ህዝቢ