“ኣብ መንጎ ፈደራል መንግስቲን ምምሕዳር ክልል ትግራይን ዘይምትእምማን ፀኒሑ’ዩ፡” ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ
Your browser doesn’t support HTML5
ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ውድብ ህወሓትን ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተራኸቡሉ፡ “መንግስቲ ንስምምዕ ምቁራጽ ተፃብኦ ፕሪቶሪያ መግዝኢ ግዜ ይጥቀምሉ ኣለዉ" ክብል ኣብ ልዕሊ ምምሕዳር'ቲ ክልል እምነት ከም ዘይፀንሖ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም።