ተመዛበልቲ “ይኣክል!” ይጭርሑ፡ ግዜያዊ ምምሕዳር ይሰማማዕ
Your browser doesn’t support HTML5
ካብ ምዕራብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መቐለ ዝተዓቝቡ ዜጋታት ሎሚ ናብታ ከተማ ብምውጻእ፡ ጉዳዮም ከም ዝተረስዐ ዝገልጽ ጭርሖታት እናስምዑ ኣቓልቦ ዝምልከቶም ኣካላት ጸዊዖም።
Your browser doesn’t support HTML5