ክልል ትግራይ -- ንተፀበይቲ ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ መርሃ-ግብሪ

Your browser doesn’t support HTML5

ናይ ሎሚ ዓመት ክራማት ኣብ ክልል ትግራይ ተስፋ ዘለዎ ኾይኑ፡ ሓረስቶት ገና ሕርሻኦም ስለ ዘይሓፈሱን ናይ ዝሓለፈ ዓመት ድርቂ ድማ ንሎሚ ዓመት ስለ ዝፀለዎ፡ ቁጽሪ ተፀበይቲ ሓገዝ ክሳብ ሓሙሽተ ሚልዮን ክበፅሕ ከም ዝኽእል ኣብዚ ጉዳይ ዓሊሙ ዝተጣየሰ ኮሚተ ሓቢሩ።