መቐለ - ኣብ ስርሓት ሓጺን ዝተዋፈሩ ዝበጽሖም ኣድልዎን ስደትን ይገልጹ

Your browser doesn’t support HTML5

ባህላዊ መሳርሒ ሕርሻ፣ ናውቲ ገዛን ናይ ህንጻ ኣቑሑት ካብ ሓፂነ መፂን ዘፍርዩ ሰብሞያ ኢደ ጥበብ ኣብ ዝነብርሉ ከባቢ ካብ ማሕበረሰብ ይግለሉ፣ ይስደዱ፣ ይወቅዑ ብተወሳኺ ድማ ከቢድ ቅትለት ከምዝበፅሖም ይዛረቡ። እቲ ዝበፅሖም በደል ንምክልኻልን “ማሕበር ኢደጥበበኛታት ትግራይ” ዝተባህለ ውዳበ ኣጣይሾም ይርከቡ።