ኵርናዕ ኣመሪካ -- ንትምህርቲን ርክባትን

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ኵርናዕ ኣመሪካ ኣካል’ቲ ኣብ በበይኑ ከተማታትን ሃገራትን ንትምህርቲን ርክባትን ዝኽፈት ማእከላት’ዩ። ናጻ ኣገልግሎት ኢንተርነት፡ ንዝለዓለ ትምህርቲ ክቕጽሉ ዝደልዩ ዝወሃብ ምኽሪን ማእከል መራኸቢታትን ኰይኑ ከኣ የገልግል።